i
Take care of your teeth
Details:
-
Alternative Title:Take care of your teeth [Tigrinya]
-
Corporate Authors:
-
Description:Take care of your teeth [Tigrinya]
መተሓሳሰቢ ንወለድን ንሓለውትን
ነዚ ማእከል ቍጽጽርን ምክልኻልን ሕማም ንወለዲ ንደቆም ብዛዕባ ኣስናኖም ክከናኸኑሉ ብዝኽእሉሉ ተግባራዊ መገድታት ከዘራርብዎም ዝሕግዙ መጽሓፍ ንጥፈት ኣዳልዩ ኣሎ። ከም ኣስናንካ ምሕጻብ፣ ፍሎስ (ብሃሪ ኣብ መንጎ ኣስናንካ ዝርከቡ ቦታታት ምጽራይ)፣ ከምኡውን ኣዘውቲርካ ናብ ሓኪም ስኒ ምኻድ ዝኣመሰሉ ስሩዕ ናይ ኣፍ ጥዕና ልምድታት ጓንጓታት ንኸይፍጠር ክሕግዙ ይኽእሉ ኢዮም። እዛ መጽሓፍ ንጥፈታት እዚኣ ነቶም ካብ 3-8 ዓመት ዝዕድሚኦም ቈልዑ ኢያ እትምሕጸነሎም።
CS321822
Publication date from document properties.
dental_health_activity_book_PRINT_TIGRINYA.pdf
-
Subjects:
-
Document Type:
-
Genre:
-
Collection(s):
-
Main Document Checksum:
-
File Type:
Supporting Files
-
No Additional Files
More +